ንሃገረ ጀርመን ክትመጽእ ሕጂ መጀመርታኻ ድዩ? ናይ ቋንቋ ጀርመን ዘይፍላጥ ጸገም ኣለካዶ? ኣብ ኣብያተ መንግስቲ ጀርመን ኣብ እትገብሮ ጉዳያት ሓገዝ የድልየካዶ? ኣብ ሀገረ ጀርመን ኣብ ዝተፈላለየ ኣብያተ መንግስቲ ብቋንቋ ጀርመን ኣብ እትገብሮ ጠለባት ይኹን ኣብ ምምላእ ቅጥዒ (ፎርም) ጸገማት ኣለካዶ?

 

እንተድኣ ከምኡ ኮይኑ ኣነ ብደስታ ክሕግዘካ እኽእል እየ። ኣነ ቋንቋ ጀርመን ብጹፍ ይኹን ብዘረባ ዝግባእ እመልኮ እየ። ቋንቋ ዓረብኛ ምስ ኩሉ ላህጃታቱ ብዝግባእ እመልኮ እየ፡ ከምኡውን ቋንቋ ትግርኛ ብዝግባእ እዛረብ እየ።

 

ሳላ ንቤት ጽሕፈት ፌደራል ስደተኛታትን ዝሰርሖ ስራሕን ኣብ ናይ ሕጊ ትካል ናይ ነዊሕ ዓመታት ተመኩሮይን ብዛዕባ ብዙሕ ኣገባባት ዑቕባን ሕጊ ኢሚግሬሽንን እውን ጽቡቕ ኣፍልጦ ኣለኒ። መመልከቲኹም ብኸመይን ኣበይን ከም እተቕርቡ ክነግረኩም እየ። እንተተደልዩ ድማ ብዛዕባ ዕድል ዕዉትነት መመልከቲኹም ገምጋመይ ክህበኩም ብሓጎስ ምተገብአ።እየ።

 

ዋጋ ናይ ኣነ ዝህቦ ኣገልግሎት ፍትሓውን ኣዕጋብን ብዝኾነ መጠን እኽፈል። እቲ ክፍሊት ዝግበር ወይ ብሰዓት ወይ ድማ ብሓንሳብ ብጠቕላላ ዝኽፈል ይኸውን።

 

ዝኾነ ዓይነት ሕቶ ወይ መብርሂ እትደልዮ ኣሎዶ?

 

ቆጸራ ንምሓዝ በዚ ዝስዕብ ስልኪ ቁጽሪ ምስ እትድዉሉ፡

 

info@transrelations.de

 

+49 (0)151 - 28 94 21 93

Erstelle deine eigene Website mit Webador